ዓጋመ

ትውልዲ ቤት ስባጋዲስ
ትውልዲ ቤት ስባጋዲስ (ሱባጋድስ) ካብ ወረደ ምሕረት ካብ ጅራተ ቀጭን
ካብ ላስታ ዝመጹ ንምዃኖም ዝተፈልጠ እዩ።
ንሶምን ዓሌቶምን ናብዚ ንምጽሓፍ ዝተገደስናሉ ምኽንያት ንሶም ናይ ብዙሓት
ህዝቢ ኣቦ መሠረት ስለዝኾኑ እቶም ካብዚ ትወልዲ ሓረግ ተታሓሒዙ ዝወረደ
ዘርኢ ዘለዎም ኣብ በብዓዱ ኣዚዮም ብዙሓት ስለዘለዉ ንሳቶም ዝፈረይዎምን
ዘለውዎ ዓድታትን እናሰመና ካብዚ ንታሕቲ ንገልጽ ኣሎና። Aቦታት ስባጋዲስ ካብ
ዳግማዊ ስመ ንላEሊ ዘሎ ስጋብ ንታሕቲ ዘለዉ ወለዶ ንጽሕፍ Aሎና።
ዳግማዊ ስመ ንAብስቦ ወለደ፡ Aብስቦ ድማ ንሽፋረ ወለደ፡ ሽፋረ ከA
ንስብሓት፡ ስብሓት ድማ ንሹም ዓጋመ ኩመሊት ወለደ፡ ሹም ዓጋመ ኩመሊት ከA
ንሹም ዓጋመ ወልዱ ወለዱ፡ ሹም ዓጋመ ወልዱ ከA ን8ተ (10ተ) ወለዱ ሽሞም
ከA ካብዚ ንታሕቲ ንመልከት፡ ደቂ ሹም ዓጋመ ወልዱ። 1 ንፋሲልኒ - 2
ንብሩርኒ - 3 ንሰንበቱን - 4 ንታቦቱን - 5 ንካሕሳይን - 6 ንፀበላን - 7 - ንደግያት
ስባጋዲስን - 8 ንሓደሮን - 9 ንፊተውራሪ ገብረAምላክን - 10 ንጻEዳን ነዚOም 10
Eዮም ዝወለዱ።
ካብዚAቶም 1 ፋሲል ዝፈረዮም ዓዲ ግራዝማች ጎሹ Aብ ሰዔ Aብ ማይ ሃምን
ዘለዉ ዝፈረዬ Eዩ።
2ይቲ ሰንበቱ ከA፡ ንሳ ዝወለደቶም Aብ ዓይባ Eንዳ ንብረEድ ንቤት ሓርያ ዘለዉ
ንAቶ ገብሪሄት ጋንታ Aቶ (ኣፈ) ሹም ዝበሃሉ ሰንበቱ ነዚAቶም ዝፈረየት Eያ።
3ይ ጻEዳ Aብ ቀዝቀጽያ (ቀጽቀጽያ)፡ ንዓደጊያት ወልደንኪኤልን ንዓድ ፊተውራሪ
ለምለምን Aብ ጉሎ መኸዳ ዘለዉ Aቤቶ ጋንታ ሹም Eናተባህሉ ይጽውUለዉ።
4ይ ዘርI ፊተውራሪ ገብረAምላክ፡ ከA Aብ ደቂ ሓርሽ Eንዳ ዳግና Eኒ ደግያት
ፀሐየ Eኒ ደግያት Eንግዳ Eኒ ምራጭ Eኒ Aቶ ደረስ Eኒ Aቶ ደረስ Eኒ Aቶ ገብረ
Eኒ Aቶ ገብረ ተስፋይ ከምዚሎም 7 የሕዋት ዝፈረይዎም ብሓደሽም ዓዲ
ፊተውራሪ ገብረAምላክ ይበሃሉ Aብ ዓዲ ሐረሲ Aለዉ።
5ይ ዘርI ካሕሳይ፡ Eኒ ደጊያት ሓድጉ Eኒ ደግያት ወልድዬ Aቦ በላይ ወልድዬ
Eኒ ፊተውራሪ ደስታ Eኒ ፊተውራሪ ገሠሠ ዝበሃሉ ካብ ጓል ደጊያት ባህታ
ሰገነይቲ ዝውለዱ Eዮም Eንዳ ካሕሳይ ተባሂሎም ይጽውU Aለዉ።
6ይቲ ወ/ፀበላ ናብ Aቶ ወልደ Eሰይ ጓሕላት ዝበሃል ዓዲ ኣብ ሓራማት ኣትያ ን
ወ/ሲሂን ወለደት፡ ወይዘሮ ሲሂን ከኣ ናብ ባሕሪ ነጋሲ ዝወልዳ Aትያ ንደግያት
ኃይለማርያም፡ ንፊተውራሪ ወልዱን ንፊተውራሪ Eምባዬን ነዚOም ዝፈረየት Eያ፡
ንሳቶም ዘርI 3ቲOም የሕዋት ኣብ ማይ Aብዓ ዝበሃል ዓዲ Aለዉ።
7ይቲ ወይዘሮ ብሩር ድማ ናብ AይድUር ዝበሃል ዓዲ Aትያ ንኣቶ ሮሜን
ንደግያት ደረስን ንኽሊቲOም ወለደት፡ ኣቶ ሮሜ ከኣ ንደግያት ንጉሠ ወለደ፡ ኣብ
ሓረሳዊ ድራ ዝበሃል ዓዲ Aለዉ፡ ካብዚኣቶም ከኣ ደግያት ደረስ ንበዓልጋዳ ተኽለን
ንወይዘሮ ጀመርን ነዚOም ንኽልተ ወለዱ፡ በዓልጋዳ ተኽለ ንደጊያት ኃይሉ
ወለዱ፡ ንሶም ዝፈረይዎም ከዓ ዓድ ደጊያት ኃይሉ ኣብ ደራ ዝበሃል ዓዲ Aለዉ።
ወይዘሮ ጀመር ድማ ናብ ሓሓይለ ናብ ደጊያት ባርያጋብር ወዲ ደጊያት
ገብረመስቀል Aትየን ካብ ደጊያት ባርያጋብር ንደጊያት ገብረሥላሴ ወለዳ።
8ይቲ ወይዘሮ ታቦቱ ናብ ደጊያት ድምፁ Eንደርታ ፈለግ ዳEሮ ዝበሃል ዓዲ ኣትያ
ካብ ደጊያት ድምፁ ንራEሲ ኣርኣያን ንወይዘሮ ሥላስን ወለደት፡ መልሻ ድማ
ታቦቱ ናብ ሹም ተምቤን ባይሞት ተኣትያ ንደጊያት ደርሶ ወለደት ራEሲ ኣርኣያ
ዓቢ ዝወለዶም። 1 ንደጊያት ደበብን 2 ንደጊያት ኣብርሃ ቀይሕን 3 ንደጊያት
ተድላ Aባጉበንን 4 ንደጊያት ደጀንን 5 ንደጊያት ረዳን።
ከምዚሎም 5ተ ደቂ ራEሲ ኣርኣያ ዓቢ ዝፈረይዎም ኣብ Eንደርታን ኣብ ካልE
ዓድን ኣለዉ፡ Eተን ሓብቶም Eምበይተይ ሥላስ ጓል ታቦቱ ካብ ደጊያት ድምፁ
ዝውለዳ ናብ ሹም ተምቤን ምርጫ ኣትየን ካብOም ን5ተ ወለዳ፡ ንሳቶም ድማ
2
ክምዚ ዝስEብ Eዩ። ንንጉሠ ነገሥት ሓፀይ የሓንስን - 2 ንልጅ ጉብሳን - 3
ንደጊያት ማሩን - 4 ንልጅ ሓጎስን - 5 ንEተጌ ድንቅነሽን፡ ከምዚሎም 5ተ ደቂ
ሹም ተምቤን ምርጫ ይበሃሉ፡ ዘርOም ድማ ኣብ ሙሉE Iትዮጵያ ተዘርጊሖም
Aለዉ።
9ይቲ ዘርI ወይዘሮ ሓደሮ ናብ Aምሃ AጉEዲ Aትየን ንፊተውራሪ ንጉሠን ንኣቶ
ወልደሥላሴ ወለዳ፡ Aቶ ወልደሥላሴ ን3ተ ወለዱ። 1 ንደጊያት ኣርኣያን - 2 ን
ደጊያት Eንግዳን - 3 ንኣቶ በላይን ፡ ነዚOም 3ተ ወለዱ። ፊተውራሪ ንጉሠ ድማ
ንደጊያት ተስፋይን ንደጊያት ተኽለጊዮርጊስን ወለዱ፡ EዚOም ዝፈረይዎም Aብ
AግUዲ ዝበሃል ዓዲ Aለዉ።
10ይ መበል ዓሰርተ ደቂ ሹም ዓጋመ ወልዱ፡ ደጊያት ስባጋዲስ ዘበሃሉ ብዘበኖም
ሓደ ዓብይን ፍሩሕን ሰብ ዝነበሩ Eዮም፡ ንሶም ድማ ን7ተ ወለዱ ሽሞም ድማ
ካብዚ ንታሕቲ ንገልጽ Aሎና። 1 ንደጊያት ሓጎስን - 2 ንደጊያት ካሕሳይን - 3
ንሹም ዓጋመ Aረጋዊ - 4 ንደጊያት ወልደንኪኤልን - 5 ንኣቶ ኃይሉን - 6 ንሹም
ዓጋመ ስብሓትን - ንኣቶ ሱባን።
ከምዚሎም 7ተ Aወዳት ፡ ደቂ ደጊያት ስባጋዲስ Eዮም፡ ደጊያት ሓጎስን ደጊያት
ካሕሳይን AዲOም ሓንቲ Eያ ደቂ ጓል ሓራማት Eዮም፡ ደጊያት ወልደንኪኤልን
ኣቶ ኃይሉን ካብ ጌርጊስ ጓል ሓኔታ ሱባ ዓዲ ሹም Aኰሎም ሳEሲE ዝውለዱ
Eዮም፡ ሹም ዓጋመ ስብሓት ካብ ወይዘሮ ለተብርሃን ጓል ከንቲባ ዘርAሓንስ ወዲ
ከንቲባ ቀላቲ Aሕፍሲ ሽመዛና Eዮም ዝውለዱ።
ሹም ዓጋመ Aረጋዊ ድማ ካብ Eምበይተይ ትሻል ጓል ኣቶ ገብረመስቀል
ዓቢ ዓረዛ ዝውለዱ Eዮም፡ ኣቶ ሱባ ድማ ምስ Eኒበዓል ደጊያት ወልደንኪኤልን
ኣቶ ኃይሉን AዲOም ሓንቲ Eያ። ከምዚሎም 10ተ ደቂ ሹም ዓጋመ ወለዱን 7ተ
ደቂ ደጊያት ስባጋዲስን Eዚኣቶም ዝፈረይዎን ዝሓዝዎን ከምዚ Aብ ላEሊ ብገፊሑ
ተገሊጹ ዘሎ Aዝዮም ብዙሓትን ምEቡላትን ኮይኖም ኣብ ሙሉE Iትዮጵያ
ዘርOም ተዘርጊሑ ኣሎ። (ገጽ 86-88)